tokgauge
EN
@bbcnewstigrinya — TikTok avatar

@bbcnewstigrinyaBBC News Tigrinya

🎤 ካብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ዓለምን 😳 እዋናዊ ዜና 📹 ዛንታታትኩም | ባህሊ | ታሪኽ 🚀 መዓልታዊ ሓደሽቲ ቪድዮታት

card updated Sep 20, 2026 · 10 clips parsed · following 15 · 258,900 likes total

Engagement4.42%normal range

Account summary

@bbcnewstigrinya has 30,500 followers and 168 videos. Across the 10 parsed clips the average is 53,921 views and 1,876 likes. Engagement to views is 4.42%, which is normal range for TikTok. On the newer half of the feed the response is rising (+0.55 pp). Posts roughly 14.5 times a week. An average clip reaches 177% of the follower count.

Followers
30.5K
history is still being collected
Engagement
4.42%
+0.55 pp newer half
Average views
53.9K
median 39.8K
Likes per clip
1.9K
47 comments avg
Shares / saves
458 / 282
0.52% of viewers save
Posting rate
14.5 / wk
reach 177% of followers

Latest clips

10 collected
ኣብ ኤርትራ ካብ ዝርከባ ኣብያተ ማእሰርቲ ክሳብ ሕጂ እታ ዝኣቱ'ምበር ዝወጽእ ዘይተራእየላ ኣብ ኣጻምእ ሰምሃር — @bbcnewstigrinya95.7K1:34ኣብ ኤርትራ ካብ ዝርከባ ኣብያተ ማእሰርቲ ክሳብ ሕጂ እታ ዝኣቱ'ምበር ዝወጽእ ዘይተራእየላ ኣብ ኣጻምእ ሰምሃር ኣብ እግሪ ሰሜናዊ ባሕሪ እትርከብ ልዑል ጸቕጢ ኣየር ዘለዋ ወዲ ሰብ ክነብረሉ5.1K137635681ትሕቲ 15 ዝዕድሜኦም ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚድያ ንምድራት ዝተዳለወ ውጥን ኣውሮጳዊ ሕብረት ድሕነት ህጻናት ንምዕ — @bbcnewstigrinya5.7K1:31ትሕቲ 15 ዝዕድሜኦም ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚድያ ንምድራት ዝተዳለወ ውጥን ኣውሮጳዊ ሕብረት ድሕነት ህጻናት ንምዕባይን ኣብ ኢንተርነት ዘሎ ሓደጋ ንምቕናስን ብምዕላም ፡ ኣብ መንጎ ኣባል ሃገራ1812512ኤርትራ: 25 ዓመት ማእሰርትን ምስዋርን - ቃለመሕትት ምስ ወለዳ ዝተኣሰርዋ ሃና ጴጥሮስ ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን፡ — @bbcnewstigrinya19.4K1:54ኤርትራ: 25 ዓመት ማእሰርትን ምስዋርን - ቃለመሕትት ምስ ወለዳ ዝተኣሰርዋ ሃና ጴጥሮስ ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን፡ ሓደ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ኮይኑ ኣባ892455299ሓደገኛ ገስጋስ ሑቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ባብ ኤል-መንደብ፡ ክባሃል ሰሚዕኩም’ዶ ኣለኹም? እዚ ኣብ መንጎ የመንን  — @bbcnewstigrinya75.3K1:55ሓደገኛ ገስጋስ ሑቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ባብ ኤል-መንደብ፡ ክባሃል ሰሚዕኩም’ዶ ኣለኹም? እዚ ኣብ መንጎ የመንን ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝርከብ ጸቢብ ባሕራዊ መስመር እዩ። ሕጂ ድማ፣ ምንጭታ2.6K51129339ኢድካ ብሓመድ ምጽያቕ ኣብ ጥዕናና ዘምጽኦ ተፈጥሮኣዊ ምስጢር መዓልታዊ ኣብ መዘናግዒ ቦታታት ነዊሕ ናይ እግሪ  — @bbcnewstigrinya32.9K1:48ኢድካ ብሓመድ ምጽያቕ ኣብ ጥዕናና ዘምጽኦ ተፈጥሮኣዊ ምስጢር መዓልታዊ ኣብ መዘናግዒ ቦታታት ነዊሕ ናይ እግሪ ጕዕዞ እናገበርና፡ ኣእዳውና ካብ ርስሓት ናጻ ክዀና ምጥንቃቕ ልሙድ እዩ። ሓደስ8178182110እቶም ብመሰረት መርማሪ ዳኛ ፈደራላዊ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ጀርመን ዘውጽኦ ትእዛዝ ዝተኣስሩ ውልቀ-ሰባት፡ ዜጋ  — @bbcnewstigrinya56.4K1:32እቶም ብመሰረት መርማሪ ዳኛ ፈደራላዊ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ጀርመን ዘውጽኦ ትእዛዝ ዝተኣስሩ ውልቀ-ሰባት፡ ዜጋ ኤርትራ ከምኡ'ውን ዜጋ ጀርመን እዮም። ክልቲኦም ተኸሰስቲ ኣብ ጥቓ ከተማ ሳርብ1.2K107417235ሓደጋ እዛ ደቃቅ ኣቕሓ ኤለክትሮናዊ ሽጋራ (ቬይፕ) ኣብ ጥዕና ቈልዑን መንእሰያትን ከቢድ ጕድኣት ከውርድ ስለ  — @bbcnewstigrinya148.5K1:20ሓደጋ እዛ ደቃቅ ኣቕሓ ኤለክትሮናዊ ሽጋራ (ቬይፕ) ኣብ ጥዕና ቈልዑን መንእሰያትን ከቢድ ጕድኣት ከውርድ ስለ ዝኽእል፡ ማራኺ ዝገብሮ ነገራት ንምንካይ ስጕምቲ ክውሰድ ከም ዘለዎ ዶክተራት ኣ4.1K582.9K818ሰለስተ ቀንዲ መራሕቲ ኩባንያታት ሰብ ዝሰርሖ ብልሒ ፡ ኤኣይ ኣብ ድሕነት ወዲሰብ ሓደጋ ከስዕብ ይኽእል'ዩ ብዝ — @bbcnewstigrinya25.7K1:39ሰለስተ ቀንዲ መራሕቲ ኩባንያታት ሰብ ዝሰርሖ ብልሒ ፡ ኤኣይ ኣብ ድሕነት ወዲሰብ ሓደጋ ከስዕብ ይኽእል'ዩ ብዝብል ስግኣት፡ እቲ ዓውዲ ዝግስግሰሉ ዘሎ ቅልጣፈ ክዝሕትል ኣገንዚቦም። ዋና ኣካ1K1475146ኤርትራ፡ ንኢማራት ብ'ሃጸይነት ወደባት' ትኸስስ ኤርትራ፡ እቲ ብኢትዮጵያ ዝቐርብ ዘሎ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ፡ ብቐ — @bbcnewstigrinya33.7K1:47ኤርትራ፡ ንኢማራት ብ'ሃጸይነት ወደባት' ትኸስስ ኤርትራ፡ እቲ ብኢትዮጵያ ዝቐርብ ዘሎ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ፡ ብቐንዱ ናይ ባዕላ ናይ ኢትዮጵያ ከምዘይኰነ፡ 'ስትራተጂ ኢማራት' ምዃኑ ክትገልጽ 9552666141ኣብ የመን ዝርከቡ ዕጡቓት ሑቲ፡ ኣብ መጻብቦ ባብ ኣል-መንዳብ እትርከብ ኣገዳሲት ደሴት ምቍጽጻሮም ነቲ ንኤውሮ — @bbcnewstigrinya45.9K1:27ኣብ የመን ዝርከቡ ዕጡቓት ሑቲ፡ ኣብ መጻብቦ ባብ ኣል-መንዳብ እትርከብ ኣገዳሲት ደሴት ምቍጽጻሮም ነቲ ንኤውሮጳ ምስ ኤስያ ዘራኽብ ብዓለም ደረጃ ኣገዳሲ ዝኾነ መስመር መራኽብ ዝያዳ ኣብ ሓ1.8K22113234

Engagement per clip

10 parsed clips · newest on the right · click a bar to open the clip peak: 6.1% ER
Sep 14Sep 17Sep 19

Profile completeness

6/6

Profiles with similar statistics

by followers, reach and engagement

Profiles with a similar audience

followed by the same people

Trending now

views on clips from the past two weeks